Viviana Amanuel ዘይምሰጡ ዝምስጣ

ኣመጻጽኣ መርገም

ራእሲ ኣሉላ ዝኾነ ይኹን ሰብ ብኽሳዱ እንተዘይኾይኑ ብጽዕነት ጨው ዝነገደ ከቢድ ፈሰስ ክኸፍል ምዃኑ ዘገደዱሉ እዋን ነበረ።

ህዝቢ ከኣ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ብዝባኑ ጨው ይነግድ ነበረ። ካብ ቀይሕ ባሕሪ ከበሳ ኣብ ዝባንካ ጨው ተሰኪምካ ክትነግድ ድማ እምብዛ መሪር ስለዝነበረ ሕሱምዩ።

ዝኾነ ኾይኑ ነቲ ሕሱም ግዜ ንምግላጽ ወይ ድማ፣ ከም መርገም ክሳብ ሎሚ ብዝባንካ ጨው ንገድ” ይብሃል ኣሎ።


Write a comment

Comments: 1
  • #1

    yared (Thursday, 02 May 2013 21:35)

    's amazing vivi thanks for sharing , i like ur writing way Bless u