ብቪቭያና ኣማኑኤል
ቪቭያና ኣማኑኤል

Date: 09/12/2011

(ፍለጡለይ)

ትፈልጡ’ዶ

ካብ ጥንቲ ኣብ ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ብሄረ ትግርኛ፣ “ሓንቲ ምርዕውቲ፣ ጓል ኣነስተይቲ፣ ንብዓል ቤታ፣ ብሽሙ፣ ክትጽውዖ ድፍረት ትረክብ ኣይነበረትን” እንታይ ደኣ፣ ቅድሚ ምውላዳ፣ …ኣንቱም…… ምስ ወለደት ድማ፣ “ብስም ቦኹሪ ውላዳ” እያ ትጽውዖ። ኣብዚ ግዜ’ዚ እዚ ባህሊ ኣብ ገለ ከባቢ፣ ክሳብ ሕጂ፣ ኣሎ።

እዚ ባህሊ’ዚ ከመይ ትግንዘበዎ፣ ….ጠቓሚ፣ ናይ ምክብባር ባህሊ’ዶ……………ዋላ………. ብርእቶታትኹም ኣህብትምዎ ……

Write a comment

Comments: 1
  • #1

    fisaha asgede (Thursday, 13 September 2012 22:58)

    mkbbar xbuk eka ente kone gn bsmu mswae gen entay alewo ..

    godai aykonen bflay abzi zelenayo zemen