መግለጺ ባዓላትን ኣጽዋማትን

፳፻፬ (2004) .. ግዕዝ

2011-2012 .. ፈረንጂ

ባሕቲ መስከረም (ቅ.ዮሓንስ) - ሰኑይ

Geez New Year – Monday, September 12th

ጾመ ነቢያት - 15 ሕዲር ዓርቢ ጀሚሩ ክሣብ ድሮ ልደት

Prophets Fast – Friday, November 25th

በዓለ ሌደት - 28 ታሕሳስ ቀዳም

Our Christmas Saturday, January 7th

ጾመ ገሃድ - 10 ጥሪ ሓሙስ (ሓንቲ መዓልቲ)

Tsome Gehad – Thursday, January 19th

በዓለ ጥምቀት - 11 ጥሪ ዓርቢ

Epiphany – Friday, January 20th

ጾመ ነነዌ - 28 ጥሪ ሰኑይ (ሠለስተ መዓልቲ)

Nineveh Fast – Monday, February 6th

ጾመ ኣርባዓ - 12 የካቲት ሰኑይ ጀሚሩ ክሣብ ድሮ ትንሣኤ

Lent – Monday, February 19th

ደብረ ዘይት - 9 መጋቢት ሰንበት

Mount of Olives – Sunday, March 18th

ሆሣዕና - 30 መጋቢት ሰንበት

Palm – Sunday, April 8th

ስቅለት - 5 ሚያዝያ ዓርቢ

Good Friday – Friday, April 13th

ትንሣኤ - 7 ሚያዝያ ሰንበት

Easter – Sunday, April 15th

ርክበ ካህናት - 1 ግንቦት ረቡዕ

Meeting Priests – Wednesday, May 9th

ዕርገት - 16 ግንቦት ሓሙስ

Ascension – Thursday, May 24th

ጰራቅሉጦስ - 26 ግንቦት ሰንበት

Pentecost – Sunday, June 3rd

ጾመ ሓዋርያት - 27 ግንቦት ሰኑይ ጀሚሩ ክሣብ 4 ሓምለ

Apostles Fast – Monday, June 4th

ጾመ ድሕነት - 29 ግንቦት (ጾመ ዓርበረቡዕ ዝጅምረለ)

Tsome Dihnet – Wednesday, June 6th

ጾመ ፍሌሰታ - 1 ነሓሰ ሠለስ ጀሚሩ ክሣብ ድሮ ማርያ

Tsome Filseta – Tuesday, August 7th

መግለጺ ባዓላትን ኣጽዋማትን